• ጸብጻብ ኤርትራዊ ባህሊ ካርኒቫል (ኣልዋን) ኣብ መልበርን፡

  • 2024/11/11
  • 再生時間: 18 分
  • ポッドキャスト

ጸብጻብ ኤርትራዊ ባህሊ ካርኒቫል (ኣልዋን) ኣብ መልበርን፡

  • サマリー

  • ኣብ ከተማ መልበርን ኣውስትራልያ ፡ብ ኣልዋን ምስ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ብምትሕብባር ፡ ጉጅለ ባህሊ ኣልዋን ዘዳለዎ ፍሉይ ካርኒቫል ዕለት 11 ሕዳር 2024 ፍሉይ ባህላዊ ምሸት ተገይሩ። ኣብዚ ካርኒቫል እዚ ፡ ብያታታትን ብስነ-ጥበብን ብጽሑፋትን ንእተፈላለየ መዳያት ባህሊ ኤርትራ ዝውክል ኣብ ማሕበረሰቦም ኣበርክቶ ዝገበሩ ናይ ኣፍልጦ ሽልማት ተዓዲሉ። ነዚ ኣመልኪትና ምስ ኣወሃሃድቲ እቲ መደብ ቅድሚ እቲ ካርኒቫል ምጅማሩ ብዛዕባቲ መደብ ገሊጾሙልና ኣለዉ፡ ከነቕርቦ ኢና። ከም ስነጥበበኛታት ሚካኤል ኣዶናይ ስዒድ ዓብደላን ወልደየሱስ ማንጁስን ካልኦት ዓበይቲ ስነጥበበኛታት ኣብቲ እዋን ተሸሊሞም። ዝተፈላዩ ድምጻውያን ዝተሳተፍዎ ባህላዊ ምሸት ተዳልዩ ተዓደምቲ፡ ዝተዳለወ ናይ ስእሊ ኤግዚቪሽን ክምልከቱ፡ ባህላዊ ምግብታት ክካፈሉን ብናይ ዝተፈላለዩ ብሄራት ኤርትራ ዜማታት ክለሃዩን ክሕጎሱን ኣምስዮም።
    続きを読む 一部表示

あらすじ・解説

ኣብ ከተማ መልበርን ኣውስትራልያ ፡ብ ኣልዋን ምስ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ብምትሕብባር ፡ ጉጅለ ባህሊ ኣልዋን ዘዳለዎ ፍሉይ ካርኒቫል ዕለት 11 ሕዳር 2024 ፍሉይ ባህላዊ ምሸት ተገይሩ። ኣብዚ ካርኒቫል እዚ ፡ ብያታታትን ብስነ-ጥበብን ብጽሑፋትን ንእተፈላለየ መዳያት ባህሊ ኤርትራ ዝውክል ኣብ ማሕበረሰቦም ኣበርክቶ ዝገበሩ ናይ ኣፍልጦ ሽልማት ተዓዲሉ። ነዚ ኣመልኪትና ምስ ኣወሃሃድቲ እቲ መደብ ቅድሚ እቲ ካርኒቫል ምጅማሩ ብዛዕባቲ መደብ ገሊጾሙልና ኣለዉ፡ ከነቕርቦ ኢና። ከም ስነጥበበኛታት ሚካኤል ኣዶናይ ስዒድ ዓብደላን ወልደየሱስ ማንጁስን ካልኦት ዓበይቲ ስነጥበበኛታት ኣብቲ እዋን ተሸሊሞም። ዝተፈላዩ ድምጻውያን ዝተሳተፍዎ ባህላዊ ምሸት ተዳልዩ ተዓደምቲ፡ ዝተዳለወ ናይ ስእሊ ኤግዚቪሽን ክምልከቱ፡ ባህላዊ ምግብታት ክካፈሉን ብናይ ዝተፈላለዩ ብሄራት ኤርትራ ዜማታት ክለሃዩን ክሕጎሱን ኣምስዮም።

ጸብጻብ ኤርትራዊ ባህሊ ካርኒቫል (ኣልዋን) ኣብ መልበርን፡に寄せられたリスナーの声

カスタマーレビュー:以下のタブを選択することで、他のサイトのレビューをご覧になれます。