• ኣብ ኣልኮላዊ መስተ እናኣተወ ንመንእሰያት ዝስምም ዘሎ መታኖል፡ ንኽልተ መንእሰያት ኣዋልድ ኣብ ናይ ሞትን ሕየትን ኣውዲቕወን።

  • 2024/11/20
  • 再生時間: 6 分
  • ポッドキャスト

ኣብ ኣልኮላዊ መስተ እናኣተወ ንመንእሰያት ዝስምም ዘሎ መታኖል፡ ንኽልተ መንእሰያት ኣዋልድ ኣብ ናይ ሞትን ሕየትን ኣውዲቕወን።

  • サマリー

  • ክልተ ደቂ መልበርን መንእሰያት ፡ ኣብ ላኦስ ስሚ ዝኣተዎ መስተ ኮክተይል ሰትየን ኣብ እተፈላለየ ሆስፒታላት ታይላንድ ፡ ኣብ ናይ ህይወትን ሞትን ኩነታት ይርከባ። ወለዲ እተን ብመርዚ ሜታኖል ከምዝተሰመማ እተጠርጠራ 19 ዓመት ዝዕድሚአን ኣዋልድ ፡ ኣብ ከቢድ ኩነታት ሕማም ይርከባ ምህላወን ገሊጾም ኣለዉ። እዚ ኣብ መስተ ኣእትዮም መንእሰያት ከምዝስመሙ ዝገብር መታኖል ግን እንታይ እዩ ፈውሲ’ኸ ኣለዎዶ፧
    続きを読む 一部表示

あらすじ・解説

ክልተ ደቂ መልበርን መንእሰያት ፡ ኣብ ላኦስ ስሚ ዝኣተዎ መስተ ኮክተይል ሰትየን ኣብ እተፈላለየ ሆስፒታላት ታይላንድ ፡ ኣብ ናይ ህይወትን ሞትን ኩነታት ይርከባ። ወለዲ እተን ብመርዚ ሜታኖል ከምዝተሰመማ እተጠርጠራ 19 ዓመት ዝዕድሚአን ኣዋልድ ፡ ኣብ ከቢድ ኩነታት ሕማም ይርከባ ምህላወን ገሊጾም ኣለዉ። እዚ ኣብ መስተ ኣእትዮም መንእሰያት ከምዝስመሙ ዝገብር መታኖል ግን እንታይ እዩ ፈውሲ’ኸ ኣለዎዶ፧

ኣብ ኣልኮላዊ መስተ እናኣተወ ንመንእሰያት ዝስምም ዘሎ መታኖል፡ ንኽልተ መንእሰያት ኣዋልድ ኣብ ናይ ሞትን ሕየትን ኣውዲቕወን።に寄せられたリスナーの声

カスタマーレビュー:以下のタブを選択することで、他のサイトのレビューをご覧になれます。